ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝዝካየድ መበል 14 ዙር ፌስቲባላት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት፣ ካሜራ ምስ ሌንሱ ፣ ላፕቶፕሙሉእ ሴት ሲኔርን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ስሩዕ በጀት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ቀለፂሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም loT1 ሰራሕቲ ሕትመት፣ ሎት 2 ኮምፒተር ታብሌት ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣቅሑትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን