ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ማት ዲስክቶፕ ኮምፒተራት ፣ ላፕቶፓት ፣ ፕሪንተራት ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ መኪና ቱፕለስ ጎማ ቁፅሪ ጎማ፣ ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዘለዉ ሮቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንቲ መምልኢ ዋጋ ጨረታ ቅጥዒ መፅኢኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ራበርሺት ምስ መስፈይኡ ሓዊሱ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተመደበሉ ካፒታል በጀት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ክልል ትግራይ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተርን ተዛመድትን ብክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ናይ ስፔር ኣቅሑት፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3000 ቅርሺዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን