ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ መኪናን ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈት ኾይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ / መኪና ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ናይ በጀት 2013 ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2013 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሽፌር ፈታኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፈትን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ካብ መንገድ ትራንስፖርት ፍቃድ ዝተወሃቦም ናይ ሞተር ሳይክል ኣሰልጠንቲ ናይ ስልጠና ግልጋሎት ክረክብ ይደሊስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ካብ መንገድን ትራንስፖርት ፍቃድ ዝተዋሃቦም ናይ ሞተር ሳይክል ኣሰልጠንቲ ናይ ስልጠና ግልጋሎት ክረክቡ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይተሽከርከር መኪናን ሞተርን ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ኮይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር