ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ኤሌክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዩ ቴንዲኖ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርነቸር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረትዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ጥላሁንይግዛዉቴክኒክንሞያንመሰልጠኒማእኸልኮሌጀዝተፈላለዩኣቕሑትብግልፂጨረታኣብናይ 2007 ዓ/ምበጀትዓመትኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩሕጋዊያንነጋዶዝስዕብረቆሓክተማልኡይግባእ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
የወልቃይትስኮርልማት ለ2007 ዓምበጀትዓመትአገልግሎትየሚዉሉየየለያዩዕቃዎችማለትምምድብ 1 የስቴሽነሪዕቃዎች, ምድብ 2 የፅዳትዕቃዎች, ምድብ3, የኤሌክትሪክዕቃዎች , ምድብ 4 የህንፃመሳርያዕቃዎች ,ምድብ 5 አልጃና ፍራሽ ,ምድብ 6, የመለዋወጫዕቃዎች ብግልፅጨረታአወዳድሮለመግዛትስለሚፈልግመስፈርቱንየምታሞሉተጫራቾችእንድትወዳደሩ ይጋብዛል::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትካልኦት ዝሽወጡ
መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት