ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ መካዝን ኣቁሑ(Scooping Materials & Bench) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ኣብ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላላያ ኣብያተ ፅሕፈት ብናይ ሴፍትኔት መሳርሒ ህንፃ ፣ ሲሚንቶ፣ መሳርሕታት ጋብዮንን ካልኦት ኣቁሑት ምስ መገዓዕዝዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈታት ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ፣ ሓሸዋን ፀፀርን፣ ሲሚንቶን፣ ባህርዛፍን፣ ናይ መንደቅ እምኒ በግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብሎት ሓደ ፡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብሎት 2 ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተማሽነሪ ክራይ
ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ጣብያ ገነቴ ቤት ትምህርቲ መጎራን አብ ጣብያ ካራ ቤት ትምህርቲ ፎንደልን ንዝስርሑ መምሃሪ ክፍልታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልየዩ ተጫረቲ በዞም ቐፂሎም ዘለዉ ረቋሒታት ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ ክ/ መ /ትግራይ ከተማ ዉቅሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ ፅሬት ኣቁሑት ፣ህንፃ መሳርሒ ፣ንናይ ማይ ቡንባ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት መቅረብቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት