ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ብናይ ክልል ን2ይ ብርከኪ ቤት ትምህርተቲ ደጋምባ መስርሒ ቴንዲኖ ባዕል 8 10 12 14 16 ቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርትን ህንፃ መሳርሒን (ሎት 1 ን 2)ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕክምና ናዉቲ/ሲሊንደር/ :ናይ መኪና መለዋወጢ :ፈርኒቸር /ሸልፍ/ : ህንፃ አቁሑት /ብረት መሳልል/: ኣቅሑት ጀነሬተር: ፅሬት አቁሑት: መኮረኒን ሳልሳን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 13, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኮለጅ ፖሊ ቴክኒንክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ጅፕሰም ኮርትዝ: መሳርሒ ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቆወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒታት ናይ ህንፃ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ማይ መሳርሒ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴንዲኖ ባዕል 12 ቁፅሪ የሲል ናይ ማይ ቡምባ መማእከሊ ዘንጊ ገመድ በዓል 100 ሜ ናይ ማይ ቡምባ ላዕለዋይ ፍንጃል ምስ ብሎን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ :ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ: ንጥዕና ማይ ሃፍትን ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ህንፃ መሳርሒ : ባህርዛፍ ኬንት ማለት እዉን ናይ ህፃናት መፅንሒ ኬንዳ : ካዕቲ ማሽን ኪራይ ብኤስካቫተር ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማሽነሪ ክራይ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኮምፒተራትን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን