ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ፣ ዲስክ ቶፕ፣ ፕሪንተር፣ ፋክስ ማሽን፣ ፎቶኮፒ ማሽን፣ ቢመር/ ፕሮጀክተር/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን መለዋወጢ ተዛመዲ ኣቅሑትን ወይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ / Desk top computer, Photo copy, projector, laptop computer/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮምፒዩተር ቀለምን /Tonner/ቀለም ናይ Heavy duty photocopy model 6075i ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕላ 4/ሰለስተ/ ላፕቶፓት ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ ጋቢዮን ኣቅሑት ፅሬትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ እንዳስላሴ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንኣቅሑት ፅገና መሳርሒ ህንፃን፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ንኣቅሑ ኮምፒተርን ተዛመድቲ መሽናትን ንኣቅሑት ናውቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ Screen Toshiba Satellite & charger ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ቶፕ ኮምፒዩተር በዝሒ 6 ፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 10፣ ሄድ ፎን ሶኒ ዳይናሚክ 9400 MRR- 7506 በዝሒ 30 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን