ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ዝተፈላለየ ፕሪንተርን ፎቶኮፕን ቀለም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነቦላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ ውዲቕ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥ ኣቁሑት፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጥ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 25, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፑተር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 21, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልልትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕላ ካብ UPA ዝተረኽበ ባጀት mini Laptop ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደን ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘለማእ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ ኮምፒተር ኣቁሑት ፅሕፈት መሳርሕን መኪና ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ሞባይል ሳምሲንግ ጋላክሲ ኤ-16 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን