ኮሌጅን ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን2010 ዓም ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ናውቲ ፅሬት :ናውቲ ኮምፒተር :ፅሩብ እምኒ: ሑፃ :ብሎክት :ቐላሚጦስ :ናዉቲ ኣዉቶ ሞቲቭ :ናዉቲ ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ህንፃን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመኽዝንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ንኩለን ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዘዉዕል መሳረሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ካልኦትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 8, 2010 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዮ ንብረታትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 19, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ወልቃይት ቴክኒክ ኮሌጅ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት ናይ ሕትመት: ህንፃ መሳርሒ : ኣይቲ ተዛመድቲን : ኤሌክትሪክ : ፅሬትን : ስፖርትን: ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርተመንት ህንፃ መሳርሒን :ንኤሌክትሪክ ዲፓርትመንት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ኮምፒተር : ላፕቶፕ: ከለር ፕሪንተር : ዩፒስ(UPS) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2010 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሎት ሰለስተ ፅሬት አቁሑት: ሎት አርባዕተ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረዱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን : ኣቅሑት ፅሬት ኢሊዉን ኣቅሑት ዉፅኢት ኢንዳስትሪ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ