ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ምልማዕ /ግሪነሪ ስራሕቲ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉደም ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ተክልታት ብፕሮፎርማ ብምብታን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕትን ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኣቅርቦት ምግቢ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ተክሊን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ማለት ስራሕቲ ምንፃፍ ሳዕርን ተክልን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ግሪነሪ መዋህለሊ ካፒታል ማለት መዋህለሊ ርእሰ ማል ሓምለዋይ ከባቢ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክህበና ዝክእል ኣካል ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ንስራሕቲ ምሕደራ ሳዕርን ተክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸር
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ዝርከብ ናይ ኣትክልቲ ፅባቀ ስራሕቲ ንምስራሕ /Greening/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይ ክ/ከተማና ሓምለዋይ ልምዓት /ግሪነሪ/ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ