https://tenders.milkta.com/ti/display/7869

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝ/ዩ ናይ ዴስክ ዝተሰባበሩ ሓፂን፣ ዝሰርሓ ቲርኮላታ፣ ዘገልገለ ባንኮንን ዘገልገላ PRT Computer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትድልዩ ነቲ ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ብዝትዓሸገ ፖስታ ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 11/11/2011ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 16/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

2 መከበሪ ጨረታ 1000.00 ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም፤

3 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:

4 ሓፂንን ባንኮንን ኣብ ሓደ ፖስታ፣ ዘገልገላ ኮምፒዩተር ኣብ ካሊእ ፖስታ ክዕሸግ ኣለዎ፡፡