https://tenders.milkta.com/ti/display/7857

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዓደሊ ርከብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ሓምለ 5/2011 ክሳብ 15/11 /2011 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ

2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዐደሊ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምቅራብ ዘይመለስ 100 ከፊሎም ምዉሳድ ይክአሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስቁ    0914302012 0948470555  0914300134