https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7332

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011 ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፡፡