https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5804

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባህላዊ ስፖርት ዕጥቂ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 03:10 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 9/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ምድዋል ይከኣል።