https://tenders.milkta.com/ti/display/20726

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ መሸጣ ሳዕሪ

ዋኒኑ፣ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ ንምግዛእን ድልየት ዘለኩም ኣካላት ቀዲምኩም ብኣካል ብምርኣይ በዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝጥቀስ ኣድራሻን መፂእኹም ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣድራሻ

-ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢሚግሬሽን

-ካብ ዕለት 05/01/2019 ዓ/ም-08/01/2019 ኣብ ኣየር ይፀንሕ -ዕለት 09/01/2019 ዓ/ም 3 ስዓት


ምስ ሰላምታ