
ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቆልዑ መፃወትን ፣ጎማ ወንበር ንሕፃወንቲ ክትገዝእ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም –08/01/2019 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎማ ወንበር ንሕፃወንቲ | ቁ | 50 | ||
| 2 | መጋገጠሚ መፃወቲ ቆልዑ |
N. ብተወሳኪ ናብ በቢ ዓዱ ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ንምብፃሕ ዝክእል::