https://tenders.milkta.com/ti/display/20716

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ደረጃ 8ተ ምኻኑ ዝገልፅ ወረቐት::

4 IN ከምኡ ውን ናይ ግብሪ ምዝገባ ሰነድ ዘለዎ::

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም 08/01/2019 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን:: ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 Vat ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

N.B ብተወሳኪ ናብ በቢ ት/ቤት ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ክሕብፅ ዝክእል: