https://tenders.milkta.com/ti/display/20702

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2018 (23 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ዕለት 02/13/2018 ዓ/ም

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ተጫራታይ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብምግላፅ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30-6:00 ድሕሪ ቀትሪ 7፡30-11፡00 እናመፃኹም ተዘዋዊርኹም ክትሪእዎ ምኳንኩም ንሕብር ተጫራቲ ካብ ዕለት 2/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 5/01/2019 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይቲ ዝሽየጥ ሳዕሪ እትገዝእሉ ዋጋ ብምግላፅ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ትገብሩ እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ መስከረም 6/01/2019 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት እንትኸውን በዚ ዕለት እዚ እቶም ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪለቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ዝምለስ 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ቅርሺ) የትሕዙ ጨረታ ስዒሩ ዝፍረስ ዘትሐዘ ተቀፂዑ ይኸይድ በዚ ጨረታ መሰረት ዝሰዓረ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሳዕሪ ይወስድ(የልዕል) ድሕሪኡ ዘሎ ግዜ ግን ንዝኾነ ችግር ተጋጠመ ቤት ፅሕፈት ኣይሕተትን እዚ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

መቐለ ቤተ መንግስቲ