https://tenders.milkta.com/ti/display/20621

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ኣብ ግልጋሎት ዘይዋዓለ ምንፃፍ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2018 (23 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ኣብ ግልጋሎት ዘይዋዓለ ምንፃፍ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትረቱ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ኣቐሓመለክዒበዝሒመብርሂ
1ምንፃፍብካሬዝልካዕ

ሓበሬታ

• ተጫረቲ ዘድልዩ መረዳእታት:- መታወቂያ፣ነጋዳይ እንተኾይኑ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፍኬት ወዘተ ከቕርብ ይግባእ፣

• ተጫረቲ ዝምዝገበሉ (ሰነድ ዘቕርቡሉ) ዕለት ካብ 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/12/2018 ዓ/ም

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ጊዜ 20/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይፍፀም።

• መመዝገቢ ቦታ:- ደስታ ሆቴልን ቱሪዝምን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ-መቐለ

• ትካል እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይከኣ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ - 0711130008 ምሕታት ይከኣል እዩ።