https://tenders.milkta.com/ti/display/20609

ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ዕለት ካብ ዕለት 8/12/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 15/12/2018 ዓም ይከዉን

2 ጨረታ ሰነድ ዕለት 16/12/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ መኮኒ

4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 20000 ብር ብካሽ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ዝዉገድ ንብረት ናይ ባዕሉ ጉልበትን ትራንስፖርትን ሸፊኑ ከልዕል ዝክእል

6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0915361664