https://tenders.milkta.com/ti/display/20557

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ መሸጣ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 5% ዘይምለስ ከትሕዝ ይግባእ

6- ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00 ብር ምዃኑ

*ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

*ዝጫረት ትካል ዘእትዎ ዋጋ ድማር ክኸውን ይግባእ

*ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

*ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ገንዘብ ከፊሉ ንብረት የልዕል በዚ ዕለት እንተዘይፈፂሙ ዘእተዎ ሲፒኦ ኣታዊ ብምግባር ጨረታ ዳግም ከወፅአ ይግበር *ጨረታ ብዝተረኸቡ ሰባት ይፈት

ኣድራሻ

ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ዕ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

ካብ ዕለት 01/11/2018 ዓ/ም ጀሚሩ 06/11/2018 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

ዕለት 07/11/2018 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ