https://tenders.milkta.com/ti/display/20390

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ድልየት ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:66,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ተከታታሊ መዓለቲ ካብ ዕለት 10 ሰነ 2018 ዓም ክሳብ 24/10/2018 ዓም ሰዓተ 3:30 ሳነዱቅ ጨረታ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ማእከልና ከትሕዝ ዝክእል

3 መትሓዚ ስፒኦ 66000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 200 ቅርሺ ጥራሕ

5 ሰነደ ጨረታ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ድሕሪ ናይ ጥርዓን ሰለሰተ መዓለቲ ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ገይሩ ንብረት ይወስድ

8 ሰዓራይ ዝፈለ በብዓይነቱ ዝላዓለ ዋጋ ዝመለአ ኮይኑ ጠቅላላ ዋጋ ብምዉሳድ ይከዉን

9 ተጫረቲ እቲ ዝሽየጥ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

10 እቶም ዝሽየጡ ንብረታት ኣብ ዘለዎ ቦታታት ብኣካል ከይዲካ ምርኣይ ይከኣል

ንተወሳኪ 0914119971 0914725098