
1 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ
2 ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
3 ንግድ ፍቃድ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መለለይ ግብሪ ከፋላይ ምስቲ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ሓፈሻዊ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ከእትዉ አለዎም
5 ጨረታ አብ አየር ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ስራሕ ጥራሕ ይከዉን
6 ጨረታ ምስተከፈተ ንተከታታሊ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
7 ዝተዘለሉ ወይ ዘተረከቡ ዝርዝር ዋጋ ንምፅብራቅ ዝግበር ናይ ዋጋ መስተካካሊ ሜላ ተቀባለነት ይበሉን
8 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ምክፋት ለዉጢ ክገብሩ ወይ ዓረሶም ካብ ጨረታ ከግልሉ ኣይክእሉን
9 ሰነደ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 18/10/2018 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ዓርቢ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክወሰዱ ይክእሉ
10 ናይ ጨረታ መክበሪ 2000 ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
11 ተጫረቲ ዘሸንፍዎ ንብረት ዉዕሊ ምስኣሰሩ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ሰራሕ ግዜ ወፃኢ እንተዘየገይሮም ዘትሓዝዎ መክበሪ ዉዕል ይዉረስ
12 እቲ ጨረታ ዘብቅዓሉ መዓልቲ 4/11/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት ዕለት 8:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
13 ርክክብ ዝገበሉ እዋን ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ግዝ ጀሚሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕደጋ ዓርቢ ይከዉን
14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቦም ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ