https://tenders.milkta.com/ti/display/20256

ደስታ ኢንተርናሽናል ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ኣቐሓመለክዒመብርሂ
1ሮቶ በዓል 25,000 ሊትሮቁፅሪ2

ሓበሬታ

• ተጫረቲ ዘድልዩ መረዳእታ:- መታወቂያ፣ነጋዳይ እንተኾይኑ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፍኬት ወዘተ ከቕርብ ይግባእ፣

• ተጫረቲ ዝምዝገበሉ(ሰነድ ዘቕርቡሉ) ዕለት ካብ 08/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/10/2018 ዓ/ም

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ጊዜ 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይፍፀም።

• መመዝገቢ ቦታ:- ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል-መቐለ

• ትካል እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይከኣ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ - 0711130008 ምሕታት ይከኣል እዩ።