https://tenders.milkta.com/ti/display/20228

ወረዳ አበርገለ የጭላ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ አበርገለ የጭላ ዝረከብ ዝዉገድ ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/9/2018 ዓም ሰ’ት 4:00 ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:30

3 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ አበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንሰን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 28 እዩ

4 አብዚ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ድለየትን ኣፍልጦን ዘለዎም ዜጋታት ክፉት ምካኑ ንሕብር

5 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድግ ይክእል

6 ኣብዚ ጨረታ ንምስታፋ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ በባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሰዓራይ ተረጋጊፁ ዉዕሊ ካብ ዝአሰር ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ከልዕል አለዎ

9 እዚ ጨረታ ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብመምርሒ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቁፅሪ 9/2010 ዝእዝዝዎ መሰረት ተፈፃሚ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0963509643