
ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።
2. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00(ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
3. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ብር 5,000.00(ዓሰርተ ሽሕ) ብምትሓዝ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ የልዕሉ፡
4. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/09/2018 ክሳብ 10/10/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
5. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
ዝርዝር ንብረት
| ዝርዝር ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ ዋጋ | ጠ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Tyer | 235/70R Pirelli | Pcs | 38 | Dameged | ||
| 2 | Tyer | 7.5*16 Pirelli | Pes | 02 | Dameged | ||
| 3 | Tyer | 7.5*16 Birgeston | Pcs | 03 | Dameged | ||
| 4 | Tyer | 7.5*16 Horizon | Pcs | 03 | Dameged | ||
| 5 | Tyer | 265*18 Birgeston | Pcs | 02 | Dameged | ||
| 6 | Tyer | 205/15/16 | Pcs | 18 | Dameged | ||
| 7 | Tyer | 700*15 Addis | Pcs | 12 | Dameged | ||
| 8 | Tyer | 195 15/16 | Pcs | 12 | Dameged | ||
| 9 | Tyer | 185 15 | Pcs | 04 | Dameged | ||
| 10 | Tyer | 175 14 | Pcs | 02 | Dameged | ||
| 11 | Tyer | 225 16 | Pcs | 01 | Dameged | ||
| 12 | Tyer | 255 16 | Pcs | 01 | |||
| 13 | GS Battery | 70 AMP | Pes | 04 | Dameged | ||
| 14 | GS Battery | 60 AMP | Pcs | 01 | Dameged | ||
| 15 | ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት | K/g | 200 | Dameged |