https://tenders.milkta.com/ti/display/20094

ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ዝተፈላለዩ ሓፂንመፂንን ናይ ማይ ትቦታትን ኣቕሑት ብሓራጅ ከጫርት ስለ ዝደለየ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ዝተፈላለዩ ሓፂንመፂንን ናይ ማይ ትቦታትን ኣቕሑት ብሓራጅ ከጫርት ስለ ዝደለየ። በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቑሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ል.በ(መወዳደሪ ረቑሓታት)

➢ ብዝወፀ መበገሲ ጨረታ ክጫረት ዝክእል።

➢ ኣብቲ ጨረታ ብኣካል ቀሪቡ ክጫረት ዝክእል።

➢ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ክተትሕዙ ትኽእሉ።

➢ ናይ ጨረታ መክበሪ 20000( ዒስራ ሽሕ ብር) ከትሕዝ ዝክእል።

➢ እቲ ጨረታ ስዓራይ ዝኮነ ንብረት ካብቲ ዝሰዓርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ክተልዕሉ ትኽእሉ።

➢ ጨረታ ስዓራይ ዝኮነ ድጅታል ሚዛ ሒዙ ብምምፃእ ኣብ ቅድሚ ጨረታ ኮሚቴ ንብረቱ

ናመዘነ ይወስድ።

➢ ዝተፈላለዩ ጎማታት ትቦ ዘሸነፈ ድማ ንብረቱ ቆፂሩ ይወስድ ።

➢ ኩሉ ተጫራታይ ንሓፃዊን ብኪሎ ይወዳደር ፣ ንትቦታት ድማ ዋጋ ሓደ ንብረት ይወዳደር ።

➢ ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ

➢ -እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 21/09/2018 ክሳብ ተመሳሳሊ ዕለት 4/10/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30

➢ -እዚ ጨረታ ዕለት 05/10/2018 ልክዕ ሰዓት 3:00 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተኣከብሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኮለጅና ብምምፃእ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ /0914122418 ወይ 0927755836 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ኢኹም።