https://tenders.milkta.com/ti/display/19995

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ጀነሬተራት : መብራህቲ : ሞተር ናይ ማይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ክወስድ ዝክእል

2 ሌብሬ ዘለዎን ይኩን ተሽከርከርቲ መዘወሪ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከዛዉር ዝክእል

3 ሰነድ ዝሽወጠሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ኣፅቢ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ካብ ዕለት 10/9/2018 ዓም ክሳብ 17/9/2018 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ መዓደጊ ሰነድ 200 ቅርሺ ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

4 ጨረታ ዕለት 25/9/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ 25/9/2018 ዓም ሰዓት 530 ይክፈት ተጫረቲ ድሐሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ መከበሪ ጨረታ ኣይምለሰሉን

5 መከበሪ ጨረታ ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000 ቐርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ዉድድር ዓይነት ብዓይነት ይከዉን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ