https://tenders.milkta.com/ti/display/19883

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ወረዳና ውሽጢ ዝተኣከባ ናይ ህዝብን መንግስቲን ሃፍቲ ዝኾና ንብረት ብጦርነት ዝተቃፀሳ ትርፍራፊ ሓፅነ መፅን ንናይ ብሀራዊ እቶትና ንምዕባይ ብቁራሴ መልክዕ ብግልፂ ጨረታ ጫርቱ ከሸይጥ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
  • ቦታ:ራያ ጨርጨር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቑፅሪ 4/18ዓ/ም

ዕለት 21/08/28ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ወረዳና ውሽጢ ዝተኣከባ ናይ ህዝብን መንግስቲን ሃፍቲ ዝኾና ንብረት ብጦርነት ዝተቃፀሳ ትርፍራፊ ሓፅነ መፅን ንናይ ብሀራዊ እቶትና ንምዕባይ ብቁራሴ መልክዕ ብግልፂ ጨረታ ጫርቱ ከሸይጥ ይደሊ :: ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ዘማላእኹም ድማ ከትጫረቱ ትኸእሱ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

➢ ብናይ ብረታ ብረትን ቁራሴን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘስዎ

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት

➢ ናይ ግብሪ ከፋላይ መስስደ ቑፅሪ (Tin number) ዘስዎ

➢ ሰዓራይ ዝሰዓር ንብረት ብናይ ባዕሱ ትራንሰፖርት ኣብ ወሽጢ 7ተ ማዕልቲ ከልዕል ኣስዎ

➢ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘደምስስ ብር 500 ብምኸፈስ ካብ ቤት ፅሕፈትና እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀስ ዕስት ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ /ን / ምም/ር ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይኽእሱ::

➢ እቲ ጨረታ ካብ ዕስት 26/08/2018ዓ/ም ክሳብ 07/09/2018ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ ዕስት O7/09/2018ዓ/ም ስክዕ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕስት ልክዕ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሱ አብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ይኽፈት::

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሱ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ እዩ::

➢ መኸበሪ ጨረታ ብር 15000 (ዓሰረተ ሓሙሽተ ሽሕ ብረ ጥራሕ )cpo፣ጥረ ገንዘብ፣ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሴተር ኦፍ ክሬድት ከትሕዝ ዝክእል::

➢ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ብዝትኣሸገ ፖስታ ክሳብ ዕስት 07/09/2018ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ጨርጨር ኣብ ዝተዳስወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ዝክእል::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914506658/0921977605 ምሕታት ይከአል።

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ጨርጨር