
ዕለት 15/8/2018 ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮወሃንስ ኣብ2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ናይ ስፖርት ማተርያላተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈከም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ናምበር ዘለዎኩም
2. ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ በ መረጋገፂናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዘቕርብን ።
3. ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 15/08/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት/02/09/2018 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ልክዕ በቲ ዕለት ማለት 02/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ባልቶም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት 100ብር ሓደሚኢቲ ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረት
4. እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ምምሕዳርን ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ክትወስዱ ትክእሉ ምዃንኩም ንሕብር።
6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዘተራ ጋገፀ CPO 25000/ዕስራን ሓሙስተ ሽሕ ብር ከቅርብ ኣለዎ
7. ዝቐርብ ዋጋ ብዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቅርቡ ይግባእ ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ዋጋ | መብረሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኩዕሶ ኢድ | ቮልተን | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 2 | እግሪ ኩዕሶ | ቮልተን | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 3 | ኩዕሶ መርበብ | ቮልተን | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 4 | ኩዕሶ ሰኪዔት | ቮልተን | ብቁፅሪ | 5 | |||
| 5 | መንፍሒ ኩዕሶ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 6 | ማልያ ናይ ተምሃራይ | ኣዲዳስ | ብቁፅሪ | 24 | |||
| 7 | ማልያ ናይ መምህራን | ኣዲዳስ | ብቁፅሪ | 24 | |||
| 8 | ናይ ስፖርት ቲታ | ኣዲዳስ | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 9 | ናይ ስፖርት ጫማ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 10 | ፊስካ | ጎማ ፎኩስ | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 11 | ኔት መርበብ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 4 | |||
ናይ ጨረታ መምርሒ
7. ተጫረቲ ሽም፣ ፊርማ፣ ኣድራሻ፣ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም።
8. ተጫረቲ እቲ / ግልጋሎት/ ሰዓራይ ምዃኖም ምስ ፈለጡ ኣብ ውሽጢ 3ተ ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣለዎም ።
9. ኣብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃቦም ጊዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም፣ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ከምኡውን ዘተሐዞ ጨረታ መክበሪ/ CPO/ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ምስ ገበረ ይልቀቀሉ፡፡
10. ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ፣
11. ኣብ ኢድካ/ኣብ ስቶር ዘይብልካ ንብረት ምምላእ ኣይፍቀድን ኣብ ኢዱ ዘየሎ ንብረት መሊኡ ድሓር ንብረት የብለይን ዝበለ ዘትሓዞ cp.o ሙሉእ ብሙሉእ ይውረስ
12. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ነዙይ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ከእትው ይግባእ
13. ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለወጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላልን ኣይኸሉን፣ 14.ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ፣ኣብዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝተቀመጡ ካልኦት ናይ ጨረታ ግብኣትን መረዳእታታትን ክሳብ ዝማልኡ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ እውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክሽፈት ይግበር፣
15. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ጉልበትን ናብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ መሳናድኦ ናይ ምብፃሕ ግዴታ ኣለዎ
16. ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኤንቬሎፕን ማሕተም ብምግባር ኣብ ቤትትምህርቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ፖስታ ምእታዉ ከም ዝግባእ።
17. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልይኩም ጥርዓን ኣብ 3ተ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ምቅራብ መሰልኩም ዝተሓለወ ምኻኑ።
18. ተጫረቲ ግልፂ ኣብዘይኮነሎም ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተቀመጡ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፀሑይኸውን፣
19. ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
*ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ /0914761811 0914778831