
ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን _ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ደርሁ ጨቃዊት / ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት
• ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል ፣
• ቲን ካርድን ቫት ተመዝጋባይ ሰርትፈኬትን ከቅርብ ዝክእል ::
• ናይ ወርሒ የካቲት 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
• ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናከፈለ ካብ 13/08/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/08/ 2018 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::
• ጨረታ መክበሪ ናይ ደርሁ /ጨቃዊት / 15,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::
• ኣድራሻ ዝዓብያሉ ከተማ ፍረወይንን ከባቢኣን ክከዉን ኣለዎ ::
• እዚ ጨረታ ዕለት 28/08/ 2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4: 30 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ
0923301233
0945103045
0962661097 ምሕታት ይከኣል