
ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርቲ አቁሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኵዕሶ እግሪ ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 05 | |||||
| 2 | ኩዕሾ ቮሊቮል ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 3 | ማልያ ምስ ቁምጣኡ አርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 51 | |||||
| 4 | ካሳቶኒ ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 34 | |||||
| 5 | ቼዝ ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 6 | ቴንስ ኩዕሾ አርጁናል | 1ይ ደረጃ | ሴት | 05 | |||||
| 7 | ዳርት ቦርድ ምስ ፒኑ አርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 8 | ስቶፕ ዎች ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 9 | መንፍሒ ኩዕሾ አርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 10 | ኔት ኰዕሾ እግሪ ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 11 | ቴንስ ራኬት ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ፅምዶ | 02 | |||||
| 12 | ቮሊቮል ኔት ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 13 | ኩዕሾ ሰኬት ኦርጁናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቂን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ 22/07/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት24/07/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅፊቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፊትንፊት እንትነውን Gተ4ንርከብ ፡፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 0344417910 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-