https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19515

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ሰሜን ክፍለ ከተማ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርቲ ኣቁሑት ካብዚ ➢ ዝተዘርዘሩ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ሰሜን ክፍለ ከተማ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርቲ ኣቁሑት ካብዚ ➢ ዝተዘርዘሩ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ኩዕሾ እግሪ ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ05
2ኩዕሾ ቮሊቮል ኦርጅናልቁፅሪ021ይ ደረጃ
3ማልያ ምስ ቁሙጡኡ ኦርጅናልቁፅሪ511ይ ደረጃ
4ካሳቶኒ ኦርጅናልቁፅሪ341ይ ደረጃ
5ቻነ ኦርጅናልቁፅሪ1ይ ደረጃ02
6ቴንስ ኩዕሾ ኦርጅናል1ይ ደረጃሴት05
7ዳርት ቦርድ ምስ ፒኑ ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ02
8ስቶፕ ዎቻ ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ02
9መንፍሒ ኩዕሾ ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ02
10ኔት ኩዕሾ እግሪ ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ01
11ቴንስ ራኬት ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ02
12ቮሊቮል ኔት ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ01
13ኰ/ስኪዔት ኦርጅናል1ይ ደረጃቁፅሪ01

1. በቲ ዘርፍ ናይ2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ክገበረሉ ይግባእ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

2. እቲ ፕሮፎርማ 07/07/18ዓ/ም ክሰብ ዕለት 09/07/18ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/18 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን -ይከውን፡

3. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዪ ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

5. እቲ ቤት ፅሕፈትዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ንብረት ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ

ይገብሮ።

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ G‛ ንርከብ “

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ | ስልኪ ቁፅርና 03 42401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-