https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14617

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 02:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 02:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ክራይ/

1 ክትሳተፉ እትደለዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 21/9/2016 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምከፋል ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዩቲክ ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 22 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሓሳሰብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0922806301