https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14298

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 4:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

በቑፅሪ 3216/ዐፕ-16-1/16

ዕለት 08/08/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ

ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ____

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/08/2016 ክሳብ l1/08/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ኣቕሑት ፅገና ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ዘድሊ ማተርያልን ሒዞም መፂኦም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክኸውን ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ ናይዚ ዝርዝር ካብዚ ስዒቡ ተቐሚጡ ኣሎ

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ግልጋለትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Delivery coachpcs7
2Examination bedpcs2
3Waiting bedpcs6
4High risk room bedpcs11
5Postnatal room bedpcs7
ጠ/ድ

N.B: ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 08-08-2016-11/08/2016/ አዩ::