https://tenders.milkta.com/ti/display/14071

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝረከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ ፈርኒቸራት / ኤሌክትሮኒክስን ማለት / ኮምፒተር :ላፕቶፕ :ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፍርጅ ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪ አሉሙኔም ቆርቆረታት /ረታመ / ካልኦት ወዘተ ንመላአ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ቅድሚ ወራር ዝተሐደሰ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርዲ ማለት መታወቂያ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝኮነ ይኩን ንግዲ ፍቃድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግበሪ ብምክፋል ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ድኣንት ንዝኮኑ ድማ ዝተሐደሰ ናይ ድኣንት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእሉ

3 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ኬዝቲም ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 8 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/7/2016 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 30) ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል እቲ ናይ  ጨረታ ፖስታ ብስምዒ  ወይ ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፌርማን (ማሀተምን እንተልዩ ማሕተምን) ብምግባር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ብር 2000 ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/7/2016 ዓም ሰዓተ 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

6 ጨረታ ዝከፈተሉ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 22/7/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ኣድራሻና ቀበሌ 03 ድሕሪ እንዳ ማሪያም ቤተ ክርስቲያን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ / ህንፃ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን / እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914763589 / 0963544261