https://tenders.milkta.com/ti/display/11382

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝኣረጉ ዝተሰባበሩ ወናብራት ናይ መኪና ጎማታት ፣ ፍርጅታትን ፣ ኮምፒተራትን ፣ ሓፂን መፂንን ክትሸይጥ ስለ ዝደለየት ፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 28/08/2012ዓ/ም እስካብ 07/09/2012ዓ/ም ይከዉን

3 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ