በዚ መሰረት ካብ ከተማ መቀለ እትርከቡ እዚ ጨረታ ዝምልከተኩምን ቫት ከፈልቲ ዝኮንኩም ትካላት ንግዲ ጥራሕ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ረቀሒታት እተማልኡ ትካላት እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21 /12 /2015 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምግዛእ ክምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ
1 ተጫረቲ ትካላት ነተን ዝተዘርዘራ ኣቁሑት ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ናይ ቫት ከፈልቲ መረጋጋፂ ሰርትፍኬት ዘይምለስ ኮፒ ሒዞም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሴክሬታሪ ካሸር ብር 10 ከፊሎም ክወስዱ ኣለዎም
2 እንተወሓደ ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎም
3 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21 /12 /2015 ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ
4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ከቅርብ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/ 12 /2015 ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንግሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 415343/ 0344 415351 ወይድማ 0914765563 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ኣድራሻ ቀበሌ 17 መወዳእታ ታክሲ