1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖታ ካብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ኲሳብ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ከተቅርቡ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
7 ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70