1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/03/2012 ሰዓት 10 ተዓፅዩ ዕለት 30/03/2012ልክዕ ሰዓት 10፡15 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ
4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
ተ.ቁ | ናይ ኣቅሑት ዝርዝር | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | Square pipe | 50*600*4mm | ቁፅሪ | 15 |
2 | Square pipe | 40*600*3mm | ቁፅሪ | 10 |
3 | Square pipe | 30*600*3mm | ቁፅሪ | 10 |
4 | Square pipe | 25*600*2mm | ቁፅሪ | 10 |
5 | Square pipe | 25*600*3mm | ቁፅሪ | 10 |
6 | ኤለክትሮድ | 2.5mm 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 15 |