ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 29/03/2012ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ 30/03/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 04 19 ምሕታት ይካኣል