ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኾነን ና ይ ወርሒ ሓምለ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ( ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ) ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 23/03/2011 ዓ/ም -07/04/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ) ብምኽፋል ካብ ቤት ፍርዲ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ምውሳድ ይከኣል።

7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት 07/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

8 ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ 07/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

9 ናይ ኮምፒዩተር መለዋወጢ ኣቅሑት 07/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይኽፈት።

10 ንናዉቲ ኮምፒተር 08/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

11 ሕትመት 08/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

12 ንኣቅሑት ፅሬት 08/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

13 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ።

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-210164/0344-210407 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።