ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም  2012ዓ/ም ቫት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል፤

5 ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ምድብ 100 ቅርሺ በምክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ምዉሳድ ትክእሉ፤

6እቲ ጨረታ ካብ 21/02/2011ዓም ክሳብ 16/03/2012ዓ/ም ኣብ ዘለው ተከታተልቲ መዓልታት ክፍቲ ኮይኑ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና ንምድብ 1 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንምድብ 2 10000.00  ሽሕ ቅርሺ ምድብ 3 5000.00 ቅርሺ ምድብ 4 5000.00 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ

8 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቤት ፅሕፈትና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ሚኢታዊ ክቅንስ ወይ ክውስክ ይክእል እዩ፡፡

9 ሰዓራይ እቲ ዝቀረበ ንብረት በበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቲ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ኮይኑ ናብ ገንዘብ ክፍሊት ይኣቱ፡፡

10ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29/ 03 44 40 43 96  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡