1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን 2011/2012 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ 2011/2012ዘሐደሰ
2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም
3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ
4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ
5 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል
6 ንመከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል
8 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል
9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮቁ 50.00 ቅርሺብምክፋል ምዉሳድ ትክእል
10 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 12/02/2012 ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።
11 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 03/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 03/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት
12 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 75 14 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል