ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09 ምድዋል ይካኣል