ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም

1 በቲ ዘፈር ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝኮኑ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቲን ናምበር ዘቅርቡ

4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም

5 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

6 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

7  ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 03 ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ክሳብ 18 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም ሰዓት 4:45 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።

8እቲ ጨረታ 18 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347752274 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።