ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ ዝቐርብ ዋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

4  ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/1/2012-30/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ይክፈትይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ