ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበርን ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 16/01/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/12012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡