ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3  ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተክለሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ዳይሬክቶሬት  ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ከፊልኩም ትወስዱ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉን ዘይተረከብሉን  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::