ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ሓምለ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ዝሰዓሮ ናይ ዝተፈላለዩ ሕተመታት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ወርሒ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ እስፔሲፌክሽን መሰረት ኣሐቲሙ ዘቅርብ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 150.00 ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ቅርሺ ጥራሕ ብምክፋል ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዳ/ዳክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 2-19/2-01 ካብ 01/13/2011ዓ/ም ክሳብ 13/01/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዚኣት ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእሉ

8 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 25000.00 ብ ሲፒኦ ወይ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 13/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዳ/ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፀሪ 03 44 41 52 91 ደዊልኩም ምሕታት ይከእሉ